Back to Top

ሕቶ(67): ስለዚ ሓደ ሰብ ነጃሳ ነይርዎ ነቲ ነጃሳ ከልዕሎ ዘይኽእል እንተኾይንዎ ብተየሙም ከልዕሎ አይኽእልን ማለት እዩ?
መልሲ:

እወ! ከልዕሎ ዘይኽእል ነጃሳ እንተኾይኑዎ ክንድቲ ዝኽእሎ ከልዕሎ ወይ ከዓ ብምሕካኽን ብዝኸአሎ ኻሊእ መንገዲ ንምቅናስ ይፈትን `ሞ ይስገድ። ንአብነት: ዝተነጀሰ ኽዳን እንተኾይኑ ኽዳኑ አውፂኡ ብኻሊእ መንገዲ መሳርዕ ሕፍረቱ ምሽፋን እንተኽኢሉ እቲ ዝተነጀሰ ኽዳን አውፂኡ በቲ ኻሊእ መንገዲ መሳርዕ ሕፍረቱ ምሽፋን ግድን ይኾኖ።

እዋናዊ